[featured_image]
Download
Download is available until [expire_date]
  • Version
  • Download 0
  • File Size 644.38 KB
  • File Count 1
  • Create Date July 14, 2024
  • Last Updated July 14, 2024

ሓደ ነገር ኣብሊጽና እንደልዮ

መንእሰያት ብሰንኪ ጡረታ ይደክሙ፤ ድኻም ምህላው። መንእሰይ ሓያል ኢኻ ካብ መድረኽ መንእሰይ ትኣርገሉ ህሞት ኣሎ ማለት፤ ክትሰርሕን ገንዘብ ክትረክብን ክትጽሊን ሓያል ኔርካ፤ ስራሕ ምስ ወዳእካ ግን ‘ዳግማይ ትደክም’ [ትደክም፡ ትእሰር] - ትሕለልን፡ ክትደክምን ሰንከልከል ክትብልን ትጅምር። ንስሪ ኣብ እርጋን እውን እንተኾነ ካብ መድረኽ ንእስነት [ሓይሊ] ኣይወጹን እዮም። ንስሪ ንነዊሕ እዋን ምስ ዝሰርሕ፡ ነቲ ደጋዊ ክንቲቱ ንምእላይ ናብቲ ከውሒ ይኸይድ እሞ፡ ኣረጊት ክንቲት ንምእላይ ድማ ኣኽናፉ ምስቲ ከውሒ የጋጽዎ [ይኹሕኩሕ] እሞ ሓደስቲ ክንቲት የውጽእ። ንእተወሰነ እዋን ኣብ ጽምዋ ይጸንሕ ምስ ወጸ ድማ ብሰንኪ ሓድሽ ክንቲቱ እርጋን ኣይትርእየሉን ኢኻ፣ ብቐጻሊ ሓይሊ ይረክብ፣ ምስ መጻምድቲ ምስ ዝራኸብ ድማ ክሳብ መወዳእታ ብሓባር ይጸንሑ።