- Version
- Download 4
- File Size 764.87 KB
- File Count 1
- Create Date November 16, 2024
- Last Updated November 16, 2024
መንፈስቅዱስ እቲ ዝበለጸ ህያብ።
መንፈስ ቅዱስ ስለ ዝተቐበልና መንፈስ ሕይወት [ሕጊ መንፈስ ሕይወትከም ናይ ክርስቶስ ህይወት] ኣባና ክሰርሕ ኣለዎ፡ ንሱ ድማ ከም ክርስቶስ ክንነብር ዝገብረና እዩ [ትማሊ ሎሚን ጽባሕን ከምኡ]። ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ሕይወት ክርስቶስ ኢየሱስ ይህበና፣ እዚ ድማ ምስቲ ኢየሱስ “ኣነ ይሰርሕ ከለኹ ኣቦይ ከኣ ይሰርሕ” ዝበሎ ሓደ እዩ፣ ማለት ሕይወቱ ሕይወት እግዚኣብሔር እዩ።