ሓይሊ ክፍኣት ምዕናው

ደረቕ (ስራሕ ኣልቦ) ቃላት ዝኸይድ ምዉት ሰብ ከም ዘፍርዩ ተረድኡ፣ [መንፈስ ቅዱስ ዘይብሉ]። ዘርኢ [ቃል] ተተኺሉ ንብዙሓት ይባርኾም፣ ካብቲ ተጎጋ ኣውጺኡ ናብ ኽብሪ ኣምላኽ የእትዎም ከም ዘሎ ንኣምን። ምላኽ ብዝያዳ ምእንቲ ክንፈልጦ ዝያዳ ይገልጸልና። ንዕኡን ሓይሊ ትንሳኤኡን ምፍላጥ እንኮ ቆራጽ ዕላማና ክኸውን ይግባእ ።

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *