ሕታም መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣካል ክርስቶስ ዘሎ መንፈስ ጥንቆላ ምቅላዕ

ሰብነት ክርስቶስ ካብ ኣምላኽ ቃል እትሰምዓሉ ግዜ መጽኡ ኢዩ ናይ ካልእ ድምጺ ኣይኮነን ፡ ብሓንሳብ ምስራሕ ደኣምበር ኣንጻር ሕድሕድ ኣይኮነን። ብዙሕ ዝኾነ ጥንቆላ ይግበር ኣሎ ( ኣብ ቤት ኣምላኽ)። ኣንጻር ሓው ወይ ሓፍቲ ክትንበዩ ከለኹም ቤተክርስቲያኖም ክትወድቅ ወይ ክትዕጾ ኢያ ኢልኩም ፡ ንመን ሓቲትኩም ፥ እሞ ኸኣ ፡[ ብቀጻሊ] ክባረኹ ክትርእይዎም እንከለኹም ፥ ንዓኻትኩም ኢሉ ፡ ግና ተነስሑ። እቲ ክፍጸም ኢዩ ኢሎም ዝተዛረብዎ ስለ ዘይተፈጸመ።

ጭብጢ ኣሎ ኣብቶም ጥንቆላ ክገብሩ ዝውዕሉ። ነቲ ብቀጻሊ ዝስልጥንሉ ዝገብርዎ ዝነበሩ ነገር ክበላሸዎም ይጅምር ፡ ኣገልግሎቶም ክሳቀ ይጅምር ንሳቶም ከኣ ብሕፍረት ይሳቀዩ ምኽንያቱ እቲ ከምዚ ክኸውን ኢዩ ኢሎም ዝተዛረብዎ ስለ ዘይተፈጸመ

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *