ሕታም ድራር ጎይታ ካብ ቅድስንኡ ንኽካፈል ዝተገሰጸ

ሓደ ሰብ ነዚ ቅብኣት ናብኡ ንኽመጾ ክጽሊ ይኽእል ኢዩ ግና ኣለልዩ እንታይ ኢዮም ምሳኻትኩም ዝካፈሉ ዘለዉ። ቃል ኣምላኽ ንርእስና ብንጽህና ክንሕልዋ ከም ዘሎና ይምህረና። ሓደ ሰብ ንኽፍወስ ክመጽእ ይኽእል ኢዩ ግና ካልእ ጠቢቅዎ ክኸይድ ይኽእል ኢዩ ምኽንያቱ እቲ ዝጽልየሎም ዘሎ ሰብ ንርእሱ ብንጽህና ስለ ዘይሕሉ። እንታይ ትካፈል ኣሎኻ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኢዩ። ኣምላኽ ክግስጽ እንከሎ እቲ ኣገዳሲ ነገር ምሳኻ ገለ ነገር ንኽካፈል ኢዩ።

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *