መጽሓፍ ሄዋን Leave a Comment / eBook, Teachings, Tigrinya Version / By rabboniministries ድሌትካ ንሰብኣይኪ ምስ ዝኸውን ኩሉ ትደልዮ ጾታዊ ርክብ እዩ፣ ኣብ መንጎ ጾታን ቅርበትን ፍልልይ ከምዘሎ ከይተረዳኣካ: ምስ ኣምላኽ ቅርበት ጾታዊ ርክብ ኣይኮነን።ኣምላኽ ንሄዋን ትምኒታ ንሰብኣያ ከም ዝኸውንን ንሱ ድማ ከም ዝገዝኣን ነገራ።ንሰበይቲ ዝገዝእ ሰብኣይ ይሰዓር፣ ከመይሲ ኣብ ልዕሊ ዓሳታት ባሕርን ኣዕዋፍ ሰማይን ክገዝእ እምበር ኣብ ልዕሊ ሰብ ኣይኮነን። መጽሓፍ ሄዋን 1 file(s) 921.61 KB Download