መጽሓፍ ኣስቴር – ዝዓሞቐ ደረጃ ትሕትና

እቲ ዝዓሞቐ ደረጃ ትሕትና ንሓደ ሰብ ናብቲ ፍቕሪ ዝሓትት ዓሚቝ ጾም ይወስዶ። ሓቀኛ ጾም ፍቕሪ ከም ዝሓትት ዘክር ምኽንያቱ ዕላማ ኣምላኽ ምእንቲ ክፍጸም ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻ ፍጹም ትርስዕ።
ኣስቴር ኣብነት ናይቲ ንሕና ክንስዕቦ ዝግበኣና የሱስ ክርስቶስ እያ ወሲዳ። ምስ ኣምላኽ ዘለዎ ማዕርነት ንረብሓኡ ኣይተጠቐመሉን፣ እንታይ ደኣ ክሳብ ሞት፣ ኣብ መስቀል ሞት ከይተረፈ ተኣዛዚ ኰነ።
ዋንነት ኣስቴር ብዝዓሞቐ ደረጃ ትሕትና’ዩ መጺኡ ምኽንያቱ ክትጸውም ከለኻ ንነብስኻ ትኽሕድን ከም መንፈሳዊ ሰብ፡ ንኹሉ ትሓስብን ትሰርሕን። ከመይሲ መንፈስ ቅዱስ ምስ ተዋህበና ፍቕሪ ኣምላኽ ኣብ ልብና ፈሰሰ። እቲ ፍቕሪ ኣባና ምስ ዝህሉ፡ ንኻልኦት ምግልጋል ኣፍልጦ ክንህቦ ይግባእ።
መንፈስ ቅዱስ ሓጋዚኻ ክኸውን እንተደሊኻ በቲ ድኽመታት ተሓጐስ። ናብቲ ዝዓሞቐ ደረጃ ትሕትና ኪድ። እዚ እውን ብዛዕባ ዝኾነ ነገር ዘይምጭናቕ የጠቓልል፤ እንታይ ክትክደን፡ ክትሰቲ ወይ ክትበልዕ ኢኻ። ኣስቴር ከይተጸውዐት ናብ ንጉስ ምቕራባ እንታይ ከም እትኸውን ኣይተጨነቐትን።

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *