መብጽዓ እግዚኣብሔር ዓለም ክትሪኦን ክትፈልጦን ዘይትኽእል ክንቅበል እዩ። ዘክር፦ ‘ካባይ ዘሎ ይወስድ ንሱ ድማ ይህበኩም’[1] እሞ መንፈስ ቅዱስ ክንቅበል ከለና ብፍልጠት ንሱን ካብ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝጸዓኖን ንቕበሎ። ንመንፈስ ቅዱስ እንታይ ከም ዝስከምካ ከይፈለጥካ ፈጺምካ ክትፈልጦ ኣይትኽእልን ኢኻ። መንፈስ ቅዱስ ካብ ኢየሱስ ክርስቶስ ዘሎ ወሲዱ ስለ ዝህበና ባዶ ኣይመጻናን ኢዩ፤ ህይወት ይህበና ንሱ ድማ እቲ ኣገዳሲ ክንፈልጦ ዝግበኣና ነገር እዩ።
ሰላም፡ ህያብ መንፈስ ቅዱስ
1 file(s) 439.11 KB