ብንጽህናኣገልግል

ትዕዝብትኻ ንጹህ እንተኾይኑ: ንኣምላኽ ገጽ ንገጽ ትርእዮ እሞ: ንሱ ድማ ኣፍ ንኣፍ ብንጽህና ይዛረበካ። ምስዓም ኣፉ ስዕመት ንጽህና እዩ – ምትሕውዋስ የለን።
እቶም ንጹሃት ልቢ ንነገራት በቲ ብሓቂ ዘለዉዎ ክርእይዎ ይኽእሉ። ሃዋርያ ጳውሎስ ንጹህ ልቢ ስለ ዝነበረ፡ ንባር-ኢየሱስ [ንርእሱ ኤሊማስ ዝብሃል ኣይሁዳዊ ጠንቋሊ – ማለት ‘ለባም’ ማለት እዩ] ወዲ ዲያብሎስ ምዃኑ ክነግሮ ክኢሉ፡ ካልኦት ድማ ዝገብሮ ዝነበረ ግብሪ ናይ ኣምላኽ ይመስሎም ነበረ።

ብተመሳሳሊ፡ እቲ ስምኦን ዝገብሮ ዝነበረ ጥንቆላ ብዙሓት ናይ ኣምላኽ ይመስሎም ነበረ፡ ይኹን እምበር፡ ፊልጶስ እኳ ኣብ ብጽሕና ዘይበጽሐ [ብመንፈስ ቅዱስ ዘይተመልአ] ህያባት ጥራይ ዝጥቀም እንተነበረ – ገና ህያባቱ ብዘይ ርኽሰት ስለ ዝነበረ፡ ክገብሮ ክኢሉ። ነቲ ኣብ ስምኦን እቲ ጠንቋሊ ዝነበረ ዅሉ ኣውጽእዎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

God's Generals

We have read and heard of miracles, signs and wonders that God reveals when a prophet is born. Similar to Jeremiah, John the Baptist and recently William Brenham and many other great men of God, so was it for the man of God – Lesego Daniel

Service Times

Church Building is now open. You are welcome to join us for fellowship at Rabboni Centre Ministries.
Copyright © 2023 Rabboni Centre Ministries