ናይ መዓልታዊ ዕዮ ምፍጻም

ባህርያትካ ክፍተን ኢዩ ዋላ ፍረ መንፈስ ቅዱስ ምስ እንተህለወካ – ፍቕሪ፡ ትዕግስቲ፡ ሕያውነት፡ ጽንዓት፡ ርእሰ ምግታእ ። ባህርያት ጴጥሮስ ብዙሕ ግዜ ተፈቲኑ ክሳብ እቲ ዝመርሖ ንስኻ ሰይጣን ኢኻ ዝብሎ ። ባህሪ ብእየሱስ ክርስቶስ ከይተረፈ ይፍተን እዩ።

መዓልታዊ ዕማማት ምፍጻም ጥበብ ይሓትት፣ ”እቲ ዝለኣኸና ዝተመደበልና ዕማማት ቀልጢፍና ክንፍጽም ኣሎና ” ዝለኣኸና ኣምላኽ እዩ ፡ በዚ ኸኣ ንነፍሲ ወከፍ ክፍጸም ዘለዎ ዕማም ጥበብ ክህበና እዩ ፡ መጀመርታ ንዕኡ ምስ ፈራሕናዮ።

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *