ብመንፈስ ዝበሰሉ ሰባት ዝምህር ልቢ ስለዘለዎም ምስ ሰብ ርክብ ዘይብሉ ግን ከኣ ምስ እግዚኣብሔር ዝምድና ዘለዎ ክቕበልዎ ይኽእሉ። ኣብኦም ኣምልኾ ኣምላኽ እምበር ንሰብ (ምድራዊ፡ ስጋዊ) ኣምልኾ የለን። ካብዚ ብምብጋስ ሃዋርያ ጳውሎስ ምስኦም ምቅርራብ [ስለ ዝፈለጦም] ኣብዩ ምስ እግዚኣብሔር ምቅርራብ መሪጹ።