መምህር [ኣቦ] ንምእራም ይነብር ፡ መምርሒ ወሃቢ [ኣደ] ድማ ነቶም ቆልዑ መምርሒ ትህቦም። እንተኾነ ግን እታ ኣደ ነቲ ኣቦ መምርሒ ክትህብ ኣይትኽእልን እያ ምኽንያቱ ናታ ካብ ኣቦ ናብቶም ቆልዑ መምርሒ (መልእኽቲ) ክትህብ ኢዩ።