ኣደ መን ኢያ፥ ኣደ ሓደ ካብቶም ክእለታት ናይ ሰበይቲ ዘለውዋ ኢዩ ምኽንያቱ ሰበይቲ ዘውዲ ኣደ ኢያ።
ኣደ ከም ኣምላኽ ኢያ። ኣምላኽ ኣይኮነን ከም ኣደ። ምዓልቲ ኣዴታት ነቶም ነቲ ዝተዋህቦም ቃል ሓላፍነት ዝወስዱ ደኣምበር ነቶም ቆልዑ ዝወለዳ ኣይኮነንን። ነቶም ነቲ ቃል ዝዓቆሩን ኣብ ልቦም ንኹሉ ነገር ዘዋህልሉን ኢዩ። ኣደ ን ውሉዳ ኣጸናኒዓ ክትክእል ኣለዋ። ምጽንናዕ ንቆልዓ ኣብ ግዜ ሽግሩ ጥራሕ ዘይኮነ ናብቲ ቅኑዕ መንገዲ ምምራሕ ኢዩ። ንቆልዓ ፍልጠት ምሃብ ማሌት ውን ኢዩ።
ብዙሕ ክእለት ክህልወክን ኣለዎ (ምርጫ ኣይኮነን)። ናብ እኹል ሰብኣይ ናብ ብጽሕና ክርስቶስ ምብጻሕ ናይ ጾታ ጉዳይ ዘይኮነ ብመንፈስ ኢዩ።