ዕድላት ምዕዳግ Leave a Comment / eBook, Teachings, Tigrinya Version / By rabboniministries ቀንዲ ቆራጽ ዕላማና ንክርስቶስ [ጥራይ] ምፍላጥን ንኹሉ ስጋዊ ንብረት ከም ተራ ጐሓፍ ቁጸርዎ። ብመከራ ክትፈልጦን ከም ናቱ ሞት ክትመውትን።ምኽንያቱ ብዓቢ እከይ ዝተረገመ ኣብ ሰብ ዝውከል (ዝምርኮስ) እዩ። ቃል ከም መገድታት እግዚኣብሄር ክንመላለስ ይምህረና። እግዚኣብሄር ሓሳቡን መገድታቱን ክህልወና እዩ ዝደልየና። ካብዚ ብምብጋስ ኩሉ ዕድል ክንጥቀመሉን ነቲ ግዜ ክንብጀዎን የድልየና። ዕድላት ምዕዳግ 1 file(s) 830.15 KB Download