ብዛዕባ ንክርስቶስን ሓይሊ ትንሳኤኡን ዝያዳ ምፍላጥ ደኣምበር ምስኡ ሕብረት ዘይብልካ ከሎ ወይ ከይፈለጥካዮ ብስሙ ‘ተግባራት’ ምፍጻም ኣይኮነን። ከመይሲ ሓደ ሎሚ ክፍውስ ወይ ከናግፍ ይኽእል እዩ፧ እንተኾነ ግን ኣብ መጽሓፍ ህይወት ስሙ ዘይተመዝገበ ኢዩ። ዕኡ ምፍላጥ፡ ከምቲ ቃል ዝብሎ፡ ካብ ዝኾነ ነገር ይበልጽ – ብዘይካ ወልድ ንኣቦ ዝፈልጦ የለን ብዘይካ ኣቦ ንወልድ ዝፈልጦ ውን የልቦን።