እቶም ደቀ መዛሙርቲ ምስ የሱስ ይመላለሱን ይስዕብዎን እኳ እንተ ነበሩ፡ ንሱ ግን ገና ምስቶም ኣብኦም ዝነበሩ ጣኦታት ክገጥም ነበሮ። ምስ ናይ ጴጥሮስ ቁጥዓን ጭንቀትን ክገጥሞ ኔሩዎ ኣብቲ ጴጥሮስ [ሰይፊ ኣውጺኡ ነቲ ሊቀ ካህናት ወቒዑ የማናይ እዝኑ ቆሪጹ] ከምኡ’ውን ኣብቲ [እዚ ድማ ድሕሪ ሞት የሱስ ናብ ምግፋፍ ዓሳ ምስ ተመልሰ ኩሎም ካልኦት ደቀ መዛሙርቲ ንጴጥሮስ ስለ ዝሰዓቡዎ እዩ] ።
