መንፈስ ቅዱስ ‘እዚ ኩሉ ክውሰኸልኩም እዩ’ ክብል ከሎ እንታይ ማለቱ ምዃኑ ሓቂ ክገልጽ ንፍቀደሉ።መብዛሕትና ‘እዚ ኩሉ ነገራት ይውሰኸልኩም’ ኢልና ክንሓስብ ከለና ብዛዕባ ንዋታዊ ነገራት ኢና ንሓስብ [ ገንዘብ፡ መካይን፡ ገዛውቲ ወዘተ]። ብዙሓት ዕጉባት ክኾኑ ዘይክእሉሉ ምኽንያት እዚ እዩ። ካብዚ ብምብጋስ ቃል ጐይታ “ህዝበይ ብሰንኪ ሕጽረት ፍልጠት ይጠፍእ [ይዓኑ]” ኣሎ ይብል።

We have read and heard of miracles, signs and wonders that God reveals when a prophet is born. Similar to Jeremiah, John the Baptist and recently William Brenham and many other great men of God, so was it for the man of God – Lesego Daniel