2ይ ክፋል – ሓይሉ ንገሩ

ብዙሓት ሰባት ን ኣምላኽ ምምስጋን ምዝማር ማለት ጥራሕ ይመስሎም ፡ ስለዚ ከኣ ኢዩ ሓይሉ ክነግሩ ዝኸብዶም። ቆልዓ ጥራሕ ኢዩ ሓይሉ ክነግር ዝኽእል [ብዛዕባ እቲ መሲሕ ኢና ንዛረብ ዘሎና] ብዘይ ሕፍረትን ብዘይ ጥርጥርን።

ከም ቆልዓ ሙኻን ክትዕቅቦ ኣገዳሲ ኢዩ ፡ መታን ንርእስኻ ካብ ጥቅሚ ወጻኢን ዘይብቅዕትን ኮይና ከይትረኽባ። በዚ ከኣ ሰባት ነቲ ትምህርቲ ክርዳኒ ኣይክእልን ኢዩ ይብሉ። እቲ ምኽንያት ከኣ ከም ቆልዓ ሙዃን ስለ ዝሓደጉ ኢዩ በዚ ከኣ ኢዩ ንኽርድእዎ ዝሽገሩ።

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *